Friday, 28 August, 2026г.
russian english deutsch french spanish portuguese czech greek georgian chinese japanese korean indonesian turkish thai uzbek

пример: покупка автомобиля в Запорожье

 

China/ቻይና-10Days.?፡ How China Build Huoshenshan Hospital in 10Days፡ 10መዓልታት ጥራይ ንሓደ ግዙፍ ሆስፒታል ንምስራሕ!

China/ቻይና-10Days.?፡ How China Build Huoshenshan Hospital in 10Days፡ 10መዓልታት ጥራይ ንሓደ ግዙፍ ሆስፒታል ንምስራሕ!У вашего броузера проблема в совместимости с HTML5
ንተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ተባሂሉ፡ ቻይና ዝበገሰቶ ዓዚዩ ግዙፍ ሆስፒታል፡ በዓል 60,000 ትርብዒት ሜተር፡ ልዕሊ 1000 ዓረት ዝሕዝ፡ 30ህጹጽ ሓገዝ ዝወሃበሉ ክፍልታት፡ ላባላቶሪ፡ ፋርማሲ፡ ካልእ ንምምሕዳራዉን መነባብሮን ዘጠቃለለ ሕክምና፡ ሎሚ ተጻፊፉ፡ ጽባሕ ኣብ ረቡዕ ኣብ 10ይ መዓልቱ ተረኪቡ፡ ግቡእ ስርሑ ክጅምር'ዩ። ካልእ በዓል 1,600 ዓራት ዝኮነ ሆስፒታል ዉን ኣብ መስርሕ ኣሎ። እቲ ስራሕ፡ ብ"Prefab" ዝተቫህለ ቴክኖሎጂ፡ ብካቻስትሩስ ዝተዳለወ መንደቅ፡ ኢዩ ተሰሪሑ። ከምዚ ዲጋ መስርሒ ንጥቀመሉ ዘለና፡ ናይ ፒቺኒ...ምኳኑ'ዩ። ሆስፒታልስ፡ ኣብ 10መዓልቲ'ዶ በልኩም......ቻይና ኣጥሪያቶ ዘላ ናይ ምግባር ሓይሊ'ያ ንዓለም ኣርኢያ። ካብ ግዝፉ ተበጊስካ፡ ቻይና ነዚ'ኣ ተኣምር ከተርኢ፡ ነዚ ሕማም ዝወለዓቶ ኮይኑ ይስማዓካ። ፐርከ ደሓር መድሃኒት ተረኺቡ ተባሂሉ ዉን፡ ብደረጃ ዓለም ሕሙማን ናብ ቻይና "Referral" ክበሃሉዮ'ም። ክሳብ ሕጂ በዚ ተላባዒ ሕማም፡ ከባቢ 427 ሰባት ሞይቶም ኣለዎ። ኣብ 25 ሃገራት፡ ኣስታት 20,000 ዉን ተለኺፎም፡ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣለዉ። ካብ ቻይና ወጻኢ ክሳብ ሕጂ ኣብ እንኮ ሞት ኣጋጢሙ እንተሃሊዩ፡ ኣብ ታይላንድ ጥራይ'ዩ። ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪቃ ምስ ንመጽእ፡ ክሳብ ሕጂ ኣብ ደቡብ-ኣፍሪቃ ጥራይ እዚ ሕማም ተረጋጊጹ ኣሎ፡ ናይ ካልኦት ሃገራት ይኩና ጎረባብትና ዘይተረጋገጸ ጥርጣረታት ገዲፍካ፡ ተኮነ ስክፋታት ኣሎ፡ ምስ ዓጢቀንኦ ዘለዋ ቴክኖሎጅን ዕቱብነትን፡ ነዚ ሕማም ሸለልትነት ከየርእያ። ብዙሓት ዓበይቲ መንገዲ ኣየራት፡ ናብ ቻይና በረራ ከቋርጻ ከለዋ፡ ኢትዮጲያ ብወገና ግን ኣየቋረጸትን። ዋጋ ወሲኻስ፡ ጽቡቅ ምከሰበት/ምበልዐት፡ ሰብ ከይተብልዕ ደኣ እንበር። In response to the coronavirus outbreak, China has built a 60,000-square metre structure with space for 1,000 beds and 30 intensive care wards, all within just ten days. #NationalEr #Interest #HowChinaBuildHospitalin10Days
Мой аккаунт